ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ  ፎረም ኢንቨስትመንት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ቢዚነስ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፎረም ቢዚነስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ ብኢንተርኔት ተሳሊጡ።

ኣብቲ ፎረም ተወከልቲ 108 ኩባኒያታትን ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲን ተሳቲፎም።

ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ንኢንቨስትመንት ምቹው ዝኾነ ኩነታት ዝተፈጠረ ብምዃኑ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ብዝመረፅዎ ዓውዲ ነክዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ።

ብዝምልከቶም ኣካላት ደገፍ ከምዝግበረሎም እውን ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment