ኣብ ቤት ማአሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ካብዚ ሰሙን ጀሚሩ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ምስ መንግስቲ ፌዴሪኢ ብምትሕብባር ኣብ ቤት ማአሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ካብዚ ሰሙን ጀሚሩ ናብ ሃገሮም ከምዝምልሱ ተገሊፁ።

እተን ሃገራት ኣብ ሰሙን ሰለስተ በረራታት ብምግባር እቶም ዜጋታት ንክምለሱ ከምዝግበር ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትየጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment