ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 2 ን 1 ስዒራታ።

ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ክሳብ ዕረፍቲ ብብሕታዊ ሽቶ ኣሜ መሓመድ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ድሕሪ ዕረፍቲ ኣቡበከር ናስር ብዘቑፀረን ክልተ ሽቶታት ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ተዓዋቲት ገይረንኣ፡፡

ኢትዮጵያ ቡባ ምዕዋታ ስዒቡ ምስ ሲዳማ ቡና ብማዕረ በጥቢ ናብ ሳልሳይ ደረጃ ክብ ክትብል ክኢላ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment