ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ።

ሓላፊ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣብቼ፥ እቲ ህንፀት ብዝተቐላጠፈ መገዲ ይሳለጥ ኣሎ ኢሎምእቲ ህንፀት ብዝተቐላጠፈ መገዲ ይሳለጥ ኣሎ ኢሎም።

ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሬር አድሚራል ናስር ኣባዲጋ በግደኦም፥ እቲ ህንፀት ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ከምዝዛዘም ዘለዎም አምነት ገሊፆም።

ኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ ከይዲ እቲ ህንፀት ልዕሊ 25 ሚኢታዊት ከምዝተፈፀመ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment