ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉራጌ ዞባ ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድገፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ነበትሪ እቲ ዞባ እቶም ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ሰባት ዘብፅሕዎ ዘለዉ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም።

ሃገር ካብ ሓይሊታት ጥፍኣት ንምድሓንን ንሉእላውነትናን ናይ ህይወት መስዋእቲ ዝኸፍል ዘሎ መከላከያ ሰራዊት ዝከብርዎ ዘለዉ ኩሉ መዳያዊ ደገፍ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ናይ ቡታጅራ ከተማ ምምሕዳር፣ ናይ መስቃን ናይ ምብራቕ መስቃን ወረዳን ኣጠቓላሊ ናይቲ ዞባ ነበርቲ ምግላፆም ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment