ኣብ ቅድመ ምድላው ከይዲ ምጉዕዓዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቅድመ ምድላው ከይዲ ምጉዕዓዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ግብርና ሶፊያ ካሣ (ዶ/ር)፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ በሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር)፣ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም።

ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም ናብ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝኣቲ ዘበናዊ ዱኽዒ ቀዳማይ ዙር 51 ሺሕን 420 ሜትሪክ ቶን ዩሪያ ዝፀዓነት መርከብ 18 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ወደብ ጁቡቲ ምብፅሓ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment