ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ተለዋዋጢ ጉዳያት ድሕንነትን ቀይሕ ባሕሪ ዝጠመተ ጉባኤ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀጠናዊ ምትሕብባርን ተለዋዋጢ ጉዳያት ድሕንነትን ቀይሕ ባሕሪ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ጉባኤ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።

እቲ ጉባኤ ብምትሕብባር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢን ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዝተሰናድአ ኢዩ ተባሂሉ።

“ኩነታት ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ፣ ቀጣናዊ ዘተን ምትሕብባር ፖለቲካዊ ገፅታ ምጥልላፍ ኣብ ዝበዝሓሉ ዓለምን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ተለዋዋጢ ጉዳያት ድሕንነትን ቀይሕ ባሕሪ ዝጠመተ ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብቲ ቀጣና ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘለዉ ስግኣታት ፀፅታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ድሕንነት ክህሉ ብዛዕባ ዝኽእል ፅዕንቶን መፍትሒታትን ከምዝጥምት እወን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment