ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ትልሚ ስራሕ 100 መዓልታት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኣብ ሰለስተ ኣዋረሕ ዝዓምዎም ትልሚ ስራሕ 100 መዓልታት ኣቕሪቦም።

እቲ ትልሚ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ኣብ ዘለውዎ መድረኸ ኢዩ ቀሪቡ።

የቀረቡት እቅዶችም አምባሳደሮቹ ከተሰጣቸው ተልዕኮ አንፃር የሀገር ብሄራዊ ጥቅም በማስጠበቅ ሂደት ውጤት ሊያስገኙ የሚችሉ ናቸው በሚል በበጎ ጎኑ ታይተዋል።

ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ እቶ ኣምባሳደራት ዝተመደቡለን ሃገራት ማህደርን ኣሰላልፋን ብዝግባእ ምርዳእ ባህጊ ኢትዮጵያ ዘገናዘበ ውፅኢታዊ ስራሕ ንክፍፅሙ ምትሕስሳቦም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፀኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment