ኣብ ሽግግር ፍትሒ ዝጠመተ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ኣብ ሽግግር ፍትሒ ዝጠመተ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ።

ዓለም ለኸ ሞያዊያን ኣብቲ ጉባኤ ልምዶም ከምዘካፍሉ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው፥ መንግስቲ ንምርግጋፅ ሽግግር ፍትሒ ልዑል ቅዋም ከምዘለዎ ተዛሪቦም።

እዚ ድማ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅን ፈትሒ ንምክባርን ዘኽአል ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ መንግስቲ ገለልተኛ ጉጅለ ሞያዊያን ንምጥያሽ ይሰርሕ ከምዘሎ ሓቢሮም።

ብኣፈወርቅ እያዩን ታሪኩ ለገሰን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment