ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርድዳእን ክሳብ ዝነግስ ብዕቱብ ክንሰርሕ ኢና-ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርድዳእን ክሳብ ዝነግስ ብዕቱብ ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መዓልቲ ናፅነት ሱዳንን ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂን እንተኽብር ሓሳበይ ምስ ህዝቢ ሱዳን ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ሱዳን ንዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን ሰላም ንክመፅእ፣ ስሩዕ ህይወት ንክምለስ ፃዕሪ ኣብ እንገብረሉ እዋን ተስፋና ብሩህ ኢዩ ኢሎም።

ህዝቢ ሱዳን ንቃልሲ ናፅነት ፋና ከምዝኾነ እውን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment