ኣብ ሱሉልታ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ክልተ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ልዑል ጉድኣት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱሉልታ ሎሚ መዓልቲ ጥራሕ ብዘጋጠመ ክልተ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ልዑል ጉድኣት ከምዘጋጠመ ቤት ማዛጋጃ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቤት ማዛጋጃ ኣይተ ደረጀ ያኢ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ሎሚ ሰዓት 10፡00 ንጎሆን ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪን ኣብ ቀበሌ 01 ባጃጅ ተራ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኢዩ ኣጋጢሙ።

ብሰንኪ እቲ ባርዕ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ንግዲ፣ መንበሪ ኣባይቲ፣ መኽዝናት ልዑል ጉድኣት በፂሑዎም ኢሎም።

መበገሲ እቲ ሓደካ ካብ ናይ በፅዕነት ተሽከርካሪት ዝተበገሰ ባርዕ ሓዊ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ድሕሪ ሰዓት ዘጋጠመ ሓደጋ ድማ ይፃረ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment