ኣዲስ ኣበባ፣6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ዝተጣየሸ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ሳልሳይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ኣኼባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ዝዛተ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተፈፀሙ ስራሕቲ እቲ ግብረን ዘጋጠሙ ፀገማትን ፀብፃብ ብምቕራብ ኣንፈታት ከቐምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ካብኡ ቀፂሉ ሓበራዊ ጉጅለ ምርመራ ቤት ፅሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ብመሰረት ዘቕረብዎ ምክረ ሓሳብ መዘክር ረቂቕ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ክዛተ ኢዩ ተባሂሉ።
ብይስማው ኣደራው
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።