ኣብ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ደገም ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ደገም ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ።

እቲ ሓደጋ መበገሲኣ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር ሓገዝ እኽሊ ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ናይ ፅዕነት ተሸከርካሪት ካብ ወረዳ ኩዩ ናብ ከተማ ፊቼ 13 ሰባት ፅዒና እናተጓዓዘት ምስ ዝነበረት መመላሲት ህዝቢ መኪና ብምግጫወን ዝተፈጠረ ኢዩ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 3 ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ ሸሞንተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ መምርሒ ፖሊስ ትራፊክ እ ዞባ ንፋና ብሮድካስቲንግ ገሊፁ።

ብሳምራዊት የስጋት

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

Top of Form

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment