ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝተፈፀሙ ገበናት ጠሚቱ ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ምርመራ ብኣብዝሓ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝተፈፀሙ ገበናት ጠሚቱ ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ምርመራ ብኣብዝሓ ተዛዚሙ።

ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ብዘጋጠመ ጎንፂ ምስ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ብምዝማድ ዝተፈፀሙ ገበናት ምስ ምፅራይ፣ ተጎዳእቲ ምስ ምሕላውን ምድጋፍን ኣንፃር እቶም ስራሕቲ ንምትሕብባር ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ራብዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ እዋን እቲ ጎንፂ ኣብ ኣምሓራን ዓፋርን ምስ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፆታዊ መጥቃዕቲን ብምዝማድ ዝተፈፀሙ ገበናት ጠሚቱ ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ምርመራ ብኣብዝሓ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ናብ ከይዲ ክሲ ንምእታው ኣብ ምድላው ከምዘሎ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ግብረ ሓይሊ ዶ/ር ታደሰ ካሳ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment