ኣብ ረብሓታት በሪ ባሕሪ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረብሓታት በሪ ባሕሪ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ንዞባዊ ሰላምን ልምዓትን ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ዝገልፁ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ብምቕራብ ዘተ ተገይሩሎም።

ኣብቲ መፅናዕቲ፥ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ሶማሌላንድ ዝኸተመቶ ስምምዕነት ብዙሕ ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ባህጊ ኢንቨስትመንት ሃገራት ወፃኢ ንክውስኽን ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነት እውን ልዑል ግደ ከምዘለዎ ኣብቲ መፅናዕቲ ተሓቢሩ።

ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባል ሓቢርካ ናይ ምልማዕ ሕቶ ምቕራባ ፍትሓዊን ናይ ዝኾነ ይኹን ረብሓ ዘይዳፋእ ከምዝኾነን ተሓቢሩ።

ብሙክታር ጠሃ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment