ኣብ ምዕራብ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጊምቢ ቀበሌ መልካ ጋሲ መላካ ሆላ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ከምዝሓለፈ መተሓባበሪ ትራፊክ ወረዳ ጊንቢ ሳጅን ድሪባ ሻንቆ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 13 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝገለፁ እቶም መተሓባበሪ፥ ቁፅሪ ሰሌዳኣ 3 ኢት 07550 ዝኾነት ተሸከርካሪት ፅዕነት ምስ ቁፅሪ ሰሌዳኣ ኦሮ 54256 ዝኾነት ተሸከርካሪት መመላለሲት ህዝቢ ብምግጫዋ ኢዩ፡፡

መልዐሊ እቲ ሓደጋ ጉድለት ብቕዓት ናይታ ናይ ፅዕነት መኪና ከምዝኾነ ምሕባሮም ካብ ኮሙዩኒኬሽን ዞባ ምዕራብ ወለጋ ዝረኸብመናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment