ኣብ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ከተማታት ትግራይ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ከተማታት ክልል ትግራይ ዘድሃበ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝመፅኡ ተወከልቲን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment