ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምርጫ ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባትን ተወከልቲ ፓርቲታትን ልምዶም ኣካፊሎም።

በውልቀ ዝተወዳደሩ ኣይተ ኣለሳ መንገሻ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ትምህርቲ ዝተወሰደሉን ገለልተኝነት እቲ ቦርድ ንምርግጋፅ ዝተሰርሐሉን ኢዩ ኢሎም።

እቲ ምርጫ ኣሳታፊ ምዃኑ ኣባላት እቲ ቦርድ ከይዲ ምርጫ ዝሓሸን ትምህርቲ ዝወሰድናለነ ኢዩ ከብሉ ገሊፆም።

ዝሓሸ ስራሕ ንምስራሕ ግን ሐዚ እውን ዕዮ ገዛ ኣለና ኢዮም ዝበሉ።

ሕፅይቲ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ዝተወዳደራ ኢንጅነር ኣይሻ መሓመድ ብግደኦም፥  ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ብምዃን ኣብ ምርጫን ህዳሰ ግድብን ታሪክ ሰሪሓ ኢያ ኢለን።

ቦርድ ምርጫ ብደቂ ኣኒስቲዮ ተመሪሑ ውፅኢታዊ ምዃኑ ዕድል እንተተዋሂቡወን ዘይሰርሕኡ ከምዘየለ ዘርእይ ከምዝኾነ ኣብሪሀን።

እቲ ምርጫ ተዓዋቲነት ኢትዮጵያ ዝተርኣየሉ ልዑል ታሪክ ከምዝኾነ እውን ኢንጅነር ኣይሻ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment