ኣብ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 31 ሚሊየን ብር ጥረገንዘብን ዓይነትን ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 31 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ሓገዝ ተገይሩ።

ኣብቲ ክፍለ ከተማ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፅምበሩ መናእሰይ ዘመትቲ ምፍናው እናተገበረ ከምዝኾነ እውን ካብ ቤት ፅፈት ፓርቲ ብልፅግና እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment