ኣብ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ብዕቱብ ምስራሕ ከምዝግባእ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን።

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፥ ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማዊት እመቤታት መደረ ኣስሚዐን፡፡

እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ መደረአን÷ ኣብ ጉዳይ ማዕርነት ፆታ ዝረአ ክፍተት ንምንካይ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ብዕቱብ ክስራሕ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲበን፡፡

መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ፥ ካብ 8 ለካቲት ጀሚሩ እናተኻየደ ምዃኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrignahttps://www.youtube.com/

Comments (0)
Add Comment