ኣብ ማራቶን ፍራንክፈርት ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ፍራንክፈርት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ።

ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ እቲ ውድድር 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብምእታው ከምዝተዓወተት ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

Comments (0)
Add Comment