ኣብ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን በርሊን 2024 ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ፡፡

ኣትሌት ሚልኬሳ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 17 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ውድድሩ ዛዚሙ፡፡

ብተመሳሳሊ ኣትሌት ሃይማኖት ኣለው 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 31 ሰከንድን ብምእታው 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡

Comments (0)
Add Comment