ኣብ ሚሊኒየም ሜዲካል ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ብደቂ ኣንስትዮ ኳትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ጥራሕ ሕክምና መጥባሕቲ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚሊኒየም ሜዲካል ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ብደቂ ኣንስትዮ ኳትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ጥራሕ ዝፈላለዩ ኣገልግሎታት ሕክምና መጥባሕቲ ይወሃብ ኣሎ።

ብብርኪ ዓለም ንመበል 111 ግዘ ብኢትዮጵያ ን46 ግዘ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፥ “ኣነ ናይ ሓፍተይ ሓላዊ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment