ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ 10 መዓልቲታት ወርሒ መስከረም ዘሎ ኩታት ኣየር ንስራሕቲ ሕርሻ ዝምቹ ከምዝኾነ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኩነታት ኣየር ቅድም ኢሎም ንዝተዘርኡ፣ ፍረ ኣብ መሓዝ ዝርከቡን ደንጉዮም ንዝተዘርኡ ከምኡ እውን ኣብ ዝተፈላለየ ብርኪ ዕቤት ንዝርከቡ ዝራእቲ ይኹን ቀወምቲ ተኽሊታት ዝተማለአ ዕቤት ዘድሊ ቀረብ ዝናብ ንምርግጋፅ ኣወንታዊ ግደ ከምዝህልዎ ኣብሪሆም።
ብኣንፃሩ ኩነታት ጠሊ ኣብ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕን ከባቢታት እታ ሃገር እናነከየ ከምዝኸይድን ኣብ ከይዲ ከምዘቋርፅን ትንበያታት የመላኽቱ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com