ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ባንኪ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ኣቕሪቡ።
ብመሰረት እዚ፦
ትካል ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ባሕር ትራንስፖርት ኢትዮጵያ – 30 ሚሊየን ብር
ማኅበረሰብ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን – 130 ሚሊየን ብር
ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ – 40 ሚሊየን ብር
ዲ.ኤች. ገዳ ንግድ እና ኢንደስትሪ – 5 ሚሊየን ብር
ትካል ሕትመት ብርሀንን ሰላምን – 5 ሚሊየን ብር
ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ተፀዋዕቲ ትካላትን – 35 ሚሊየን ብር
ኢትዮ ቴሌኮም – 350 ሚሊየን ብር እንትኾኑ
ካልኦት ተሳተፍቲ ትካላት እውን ናይ 5ን 10 ሚሊየን ኣስተዋፅኦኦም ናብ ባንኪ ዘእየዉሉ ብፅሒት ካርድ ብdineforethiopia@pmo.gov.et ምልኣኽ ከምዝኽእሉ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣፍሊጡ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!