ኣብ መንጎ ሰነዳት ስምምዕነት ናይሮቢን ፕሪቶሪያን  መሰረታዊ ኣፈላላይ የለን – ዶክተር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ሰነዳት ስምምዕነት ናይሮቢን ፕሪቶሪያን  መሰረታዊ ኣፈላላይ የለን  ከብሉ ሚኒስቴር ኣገልግሎት መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም።

ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰነድ ወሳኒ፣ ዘይኽለስ፣ ዘይብረዝን ንካልኦት መሰረት ኮይኑ ዘገልግልን ዶክመነት ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ናይሮቢ ዝተገበረ ሰነድ ስምምዕነት ድማ መፈፀሚ ተልሚ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ብቅዋም ደረጃ አወነ ዝተቐየረ ነገር ከምዘየለ ኣገንዚቦም።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘጥቀዐን ናብ ሓደጋ ዘብፀሐን ሓይሊ ዕጥቁ አንተፈቲሑን ናብ ተሃድሶ አንተኣቲዩን፣ ቀደሙ አወን እንተኾነ ተገዲዶም ዝኣተዉ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወፃእ ዘለዉ ሓይሊታት ከምዝወፅኡ ሓቢሮም።

እዚ ተፈፃሚ ከምዝኸውን ድማ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment