ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ዘሎ ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ ከምዝኾነ ተፈሊጡ፡፡

ስለዝኾነ ድማ ኣብ መብዛሕተትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ኣሎ፡፡

ብፀገም ቴክኒክ ዝተቛረፀ እቲ ሓይሊ ንምምላስ ርብርብ እናተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ስለዝኾነ ኣብ ዝቕፅል ሓደ ሰዓት በቢብርኩ ሓይሊ ናይ ምርኻብ ስራሕቲ ከመዝስርሑ ካብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment