ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 18 ቢሊየን ፈልሲ ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 18 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2019 ኣብ ውሽጢ 4 ዓመት 20 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ትልሚ ብምሓዝ ከምዝተጀመረ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ብሓፈሻ 18 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ገሊፆም።

እዚ እውን ኣብ ሕድ ሕድ ዓመት ካብ ዝተተለመ ንላዕሊ ምዕዋት ከምዝተኽኣለ ዘርእይ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment