ኣብ መረፃ እስራዔል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራዔል ዝተኻየደ መረፃ ቤኒያሚን ኔታንያሁ ተዓዊቶም።

ኮሚሽን ማእኸላይ መረፃ እታ ሃገር ውፅኢት መረፃ ዕላዊ ገይሩ።

ንእስራኤል በቀዳማይ ሚኒስትርነት እናመርሑ ዝፀንሑ ያይር ፐላፒድ እውን ንተናሓናሒኦም ፀዊዖም እቲ ውፅኢት ከምዝቕበሉዎ ኣረጋጊፆምሎም፡፡

ድሕሪ ሕዚ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ንምባል ዝበቕዑ ያይር ላፒድ÷ ስርዓታዊ ስግግር ንምግባር ቃል ምእታዎም መራኸብቲ ሓፋሽ እስራኤል ፀብፂበን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment