ኣብ መመሓየሺ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ መመሓየሺ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ብምትኳር ምስ ሙሁራን ይዛተ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዓውዲ ትምህርቲ ተሳቲፎም፡፡

ኣድላይነት ምምሕያሽ እቲ ፖሊሲን ቀንዲ ቀንዲ ቁምነገራት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ፡፡

በዚ ድማ ምጉዳል ፅሬት ትምህርቲ ንምትራፍን ዘበኑ ዝምጥን ኣካይዳ ንምኽታልን ምምሕያሽ እቲ ፖሊሲ ኣድላዪ ከምዝኾነ ተመልኪቱ።

ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment