ኣብ መልላእ ሃገር ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናብ ፈልሲ መትከሊ ከባቢታት ይጓዓዙ ኣለዉ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መልላእ ሃገር ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናብ ፈልሲ መትከሊ ከባቢታት ይጓዓዙ ኣለዉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ፥  ሎሚ ዝካየድ ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ጠሚተን መግለፂ ሂበን።

ኣብ መግለፂአን፥ ኣብ መልላእ ሃገር ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናብ ፈልሲ መትከሊ ከባቢታት ይጓዓዙ ኣለዉ ኢለን።

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ይካየዱ ካብ ዝነበሩ መርሃ ገብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝተፈለየ መገዲ ብጂኦሪፈረንስድ/ሳተላይት ኣብ ዝተፈለዩ ከባቢታት መርሃ ምብሪ ምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ከምዝካየድ ገሊፀን።

Comments (0)
Add Comment