ኣብ ሕድሳት ዝነበሩ 1 ሺሕን 845 ኣባይቲ ንሰብዋና ታት ርኽክብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰናይ ምግባር ኣብ ሕድሳት ዝነበሩ 1 ሺሕን 845 ኣባይቲ ንሰብዋናታት ርኽክብ ብምርካብ ይካየድ ኣሎ።

እቶም ኣባይቲ ንኣረጋዉያን፣ ጉዳኣት ኣካልን ዓቕሚ ዘይብሎምን ኢዩ ርኽክብ ተኻይዱ።

ገዛ ናይ ምሕዳስን መሰረታዊ ናውቲታት ገዛ ናይ ምምላእን እወንታዊ ተግባር ብኣረጋውያን ብሓፈሻ ሓገዝ ብዝተገበረሎም ወገናት ዘፍጠር ናይ ደጋፊ ኣለኒ ሰምዒት ዓምዩቕ ኢዩ ክብላ ምክት ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment