ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 10 መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንኣመራርሓ ትምህርቲ ይወሃብ ኣሎ።
እቲ ስልጠና ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምምሕያሽ ዝዓለመ እንትኸውን፥ ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ጠመተ ብምግባር ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ነቲ ስልጠና ዝተኸታተሉ ኣመራርሓ ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ቦትኦም ምስተመለሱ ንመምህራን ከሰልጥኑ መደብ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብቲ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣክሱም ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና፥ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ማእኸል ዝተውፃእፅኡ ርእሰ መምህራን፣ ስፖርቫይዘራትን ካልኦት ኣመራርሓ ትምህርቲን ይሳተፉ ኣለዉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።