ኣብ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ሲሶ ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ምውዳቕ ክፀንሕ ኢዩ – ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ተጀሚሩ ዘሎ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ሲሶ ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ምውዳቕ ከምዝፀንሕ  ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣጠንቂቑ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ክርስታሊና ጆርጂዬቫ÷ 2023 ካብ ዝተዛዘመ ዓመት ብዝበኣሰ ምንቁልቋል ኢኮኖሚ ከመዘጋጥሞ ገሊፀን።

ዋና ዳይሬክተሯ በአዲሱ የፈረንጆቹ አመት 1/3 የዓለም ኢኮኖሚ ድቀት እንደሚገጥመው እንጠብቃለን ብለዋል

እተን ዋና ዳይሬክተር÷ “ኣብ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1/3 ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ምንቁልቋል ከጋፅሞ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ“ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment