ኣብ ሓደ ህንፃ ቢሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓደ ህንፃ ቢሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ።

ኣመሓዳሪ እቲ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ባርዕ ሓዊ ምንም ጉድኣት እንተየብፀሐ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ ኣሎ።

መበገሲ እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ምፅራይ ከምዘሎ እውን ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment