ኣብ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ናይ ፃንሒት ግዚየኦም ንዝዛዘሙን ዝሓሸ ኣፈፃፅ ማ ስራሕ ነዝነበሮምን መስመር መኮንናት ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ።

ምክትል ኣዛዚ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ  ብ/ጄ ይታያል ገላው÷ እቲ ዕብየት መዓርግ ንዝበለፀ ሓላፍነት ምሕፃይ ብምዃኑ ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት ብምርዳእ እዋኑ ዝሓቶ ኣመራርሓ ብምሃብ ንዝበለፀውፅኢት ምስራሕ ይግባእ ኢሎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ዘንፀላለወ ናይ ህልውና ሓደጋ ሰራዊትና ብዝለዓለ ተጋድሎ እናሰዓረ ዘኹርዕ ዓወት እናበሰረ ኣብ ዝርከበሉ ሰዓት ዕብየት መዓርግ ምርካብ ፍሉይ ከምዝገብሮ ድማ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment