ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ሓቅታት ብምድሃብ ሃገር ምፅናዕ ይግባእ ክብሉ አፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
“ምቕልጣፍን ምፍጣርን፣ ሓበራዊ ሓቅታት ናይ ምፅናዕ ቀፃሊ ምዕራፍ ቃልሲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ቤት ምክሪ ፌዴሬሽን ዝወሃብ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ።
ኣይተ ታገሰ፥ኣብ ዘየረዳድኡ ዛዕባታት ብዝሰኸነ መገዲ ብምርድዳእ፣ ምትእርራምን ሓበራዊ ዝኾኑ ሓቅታት ብምፅናዕን ሃገር ካብ ዘጋጠማ ፀገም ምሽጋር ይግባእ ኢሎም።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ፥ ጎንፅታት፣ ዘይምርድዳኣትን ጥርጣረታትን ምፍጣሮም ሓቢሮም።
መበገሲ እቶም ፀገማት፥ ኣብ ሓበራዊ ሓቅታት ካብ ምድሃብ ምድሃብ ኣብ ዝነተፃፀሉ ሓቅታት ብምንጥልጣል ሓበራዊ ዝኾኑ ጉዳያት ምርድዳእ ዘይምፍጣሩ ኢዩ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።