ኣብ ሓሙሽተ ወረዳታት ክልል ዓፋር ብዙሓት ሚሊሻታት ይስልጥኑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሙሽተ ወረዳታት ክልል ዓፋር ብዙሓት ሚሊሻታት ይስልጥኑ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ጎኒ ፍሉይ ሓይሊ ዓፋርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብምስላፍ ናይ ህወሓት ጁንታ ንምድምሳስ ስልጠነኦም ኣብዚ ሰሙን ብምውዳእ ከምዝምረቑ ተገሊፁ።

ናይዚ ኣካል ዝኾኑ ሚሊሻታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሰመራ ተመሪቖም።

ናይቲ ክልል  ሰላምን ፀጥታን ቢሮ ሓላፊ ኢብራሂም ኡመድ÷ ሎሚ ዝተመረቑ  ሎሚ ዝተመረቑ ይኹኑ ኣብ ቀፃሊ ዝምረቑ ሚሊሻታት ናይቲ ክልል ኩነታት ፀጥታ ኣተኣማማኒ ንምግባር ጎኒ ፍሉይ ሓይሊ ዓፋርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብምስላፍ ክሰርሑ ኢዮም ኢሎም።

ብታሪኩ ለገሰ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment