ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፍልሰት ብሓባር ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ጥምረት ምትሕበባር ፍልሰት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ስራሕ በዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ዶብ ተሻጋሪ ፍልሰት ንምቁፅፃር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምፍራማ ኣብቲ ዝቐረበ ፀብፃብ ተሓቢሩ።

እቲ ጥምረት ዝሕግዙ ዓለም ለኸ ትካላት፣ ኣህጉራዊን ሃገር ቦቆልን ትካታት ናይ ምትሕብባር ስራሕ እውን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment