ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጉድኣት ዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ኣብ ፅቡቕ ጥዕናዊ ኩነታት ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻዕል ሃገር ኣብ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ዑደት ገይሮም።

እቲ ሚኒስቴር ነቶም ጉድኣት ዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ውህብቶ በዓል ልደት ኣበርኪቱ።

ሚኒስትር ዴኤታ ወይዘሮ ሕይወት ሃይሉ፥ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጉድኣት ዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ኣብ ፅቡቕ ጥዕናዊ ኩነታት ከምዘለዉ ገሊፀን።

ቤት ዕዮአን ደገፍ ስነ ልቦና ንምግባር ድልዊ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ጀጋኑ ደቂ ኣኒስትዮ እውን ብዝተፈላለዩ መገዲታት ከምዘተባብዕ ተዘሪበን።

እቲ ሆስፒታን ኮቪድ 19 ኣብ ምክልኻልን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝገብሮ ዘሎ ክትትል ሕክምናን ፅቡቕ ከምዝኾነ እውን ሓቢረን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment