ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ፡፡

ቢሮ መንገዲን መጓዓዝያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡

ብመሰረት እዚ ኣብ ሚኒባሳ (ቅጥቅጥ ወይ ድማ ሃይገር ባስ) ብዝተገበረ መማሓየሺ ታሪፍ÷ ብኪሎ ሜትሮ ካብ 40 ሳንቲም ናብ 45 ሳንቲም ክብ ከምዝበለን ኣብ ታክሲ ድማ ብኪሎሜትር ካብ 90 ሳንቲም ናብ 1 ብር  ክዓቢ ተገይሩ፡፡

ኣብ ሚኒባሳት ዝናኣሰ ወሰኽ 1 ብር እንትኸውን÷ እቲ ዝላዓለ ድማ 2 ብር ከምዝኮነ ተገሊፁ፡፡

ኣብ ታክሲ ዝናኣሰ ወሰኽ 50 ሳንቲም እንትኸውን እቲ ዝላዓለ ድማ 3 ብርን 50 ሳንቲምን ከምዝኮነ ተሓቢሩ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment