ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ኣዲስ ኣበባ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ነበር ቦርድን ምምሕዳርን እቲ ቤት ትምህርቲ መስ ዝተፈላለዩ ገበናት ብምዝማድ ናብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብመሰረት ዝበፅሐ ሓበሬታ ምርመራ ገበን ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ።

ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ጄነራል  እቲ ዓውዲ ብገበን ዝተረኸበ ሃፍቲ ምርመራን ምምላስን ፀጋ ዋቅጅራ፥ እቲ ምርመራ ዝተጀመረ ነበር ቦርድን ምምሕዳርን እቲ ቤት ትምህርቲ ኣብ ተግባር ገበን ተሳቲፎም ኢዮም ብዝብል ብምጥርጣሮም ኢዮም ኢለን።

ዝተፈላለዩ ጥርጣረታት ገበን ምንባሮም ብምግላፅ፥ ካብ መንጎ እዚ ብገበን ዝተረኸበ ሃፍቲ ንከይሕባእ ንምግባር ጠመተ ከምዝተገበረ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment