ኣብ ለውጢ ኢንዱስትሪን ብዝሃነት ኢኮኖሚን ዘድሃበ ሓራዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ኢንዱስትሪን ብዝሃነት ኢኮኖሚን ዘድሃበ ሓራዊ ዘተ ኣብ ኒጀር ኒያሚ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ÷ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 20 ሕዳር 2022 ዝካየድ ጉባኤ ኢንደስትሪያላይዜሽንን ብዝሃነት ኢንዱስትሪን ናይ መራሕቲ መሰረት ዝገበረ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ምይይጥ ሚኒስትር ዲኤታ ኢንዱስትሪ ሓሰን ሙሓመድ እናተሳተፉ ምዃኖም ካብ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኮሚሽን ሓድነት ኣፍሪካ ምስ ዝምልከቶም መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባር ዘሰናደኦ እቲ ጉባኤ መራሕቲ÷ ንኹሉ ኣብ ዝሓቁፍን ቀፃልነት ዘለዎን ኢንደስትሪያላይዜሽንን ብዝሃነት ኢንዱስትሪን ከምዘድህብ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment