ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ።

“ዓድዋ ንንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ጎስጓስ ተጀሚሩ።

ሚኒስቴር ሰላምን ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ብሓባር ዘሰናድእዎ  ተሳትፎ መናእሰይ ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ንምዕባይ ዝዓለመ  መድረኽ ይካየድ ኣሎ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)፥ መናእሰይ ካብ ታሕተዋይ መሓውር መንግስቲ ጀሚሩ ኣብ ሃገራዊ ማንነት፣ ከብሪታትን ሃገራዊ ረብሓን ጠመተ ብምግባር ከምዝዝተ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment