ኣብ ሃገራዊ ናይ ኮሌራ ምጥፋእ ትልሚ ትግበራ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ናይ ኮሌራ ምጥፋእ ትልሚ ትግበራ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ትልሚ ናይ ጥዕና ሚኒስቴርን ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ምስ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ውድብ ጥዕና ዓለምን ዩኒሴፍን ብምትሕብባር ዘዳለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ ናይ ጥዕና ሚኒስትር ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓዊሱ ናይ መንግስቲ ናይ ስራሕ ሓለፍቲን ናይ ኣጋር ኣካላት ተወከልቲን ተረኺቦም።

ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ ናት ኮሌራ ሕማም ንምቁፅፃር ኩሉ መዳይን ዘርፈ ብዙሕን ናይ ምክልኻል ዘዴ ምኽታል ከምዝግባእ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment