ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገር ኳታር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ኣበባው ታደሰን ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገርን መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኳታር ካሊድ ቢን መሓመድ ኣል ኣቲያህ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ሓበራዊ ዛዕባታት ከምኡውን ምጥንኻር ርክብን ክልቲኣዊ ንትሕብባርን ኣብ ምጉልባት ዝጠመተ ልዝብ ከምዝገበሩ ተሓቢሩ።

ከም ፀብፃብ ዘ ፔኑሱላ ኳታር፥ ቅድሚ መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽንን ኮንፈረንስን ምክልኻል ሓይሊ ባሕሪ ዶሃ ዝተሳለጠ ዘተ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment