ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ፥ ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ወራር ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ብሓባር ንክከላኸላን ክቆፃፀራን ኣተሓሳሲቡ።
ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኢጋድ 9 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ናይሮቢ ኬኒያ ተሳሊጡ።
ለውጢ ክሌማን ሕፅረት ምግቢ ውሕስናን ንምክልኻል ዓሊሙ ኣብ ኢትዮጵያ 9 ነሓሰ 2020 ዓ.ም.ፈ ዝተሳለጠ መበል 34 ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲን መንግስታትን ኢጋድ ውሳነ ብምድጋፍ ኢዮም እቶም ሚኒስትራት ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እተን ኣባል ሃገራት ትካል ምቁፅፃር ወራር ኣምበጣ በረኻ ሓዊ9ሱ ምስ ጎረባብቲ ሃገራትን ምስ ዝምልከቶም ኤጀንሲታትን ብሓባር ንክሰርሓን እቲ ኣንበጣ ሙሉእ ንሙሉእ ንምጥፋእ ንክተሓባበራን ፃውዒት ቀሪቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።