ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ምክልኻል መጥቃዕቲ ሳይበር ብምውዳድ ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ።
መበል 10 ኣኼባ “ወርኪንግ ግሩፕ” ብሪክስ ሓለፍቲ ዓውዲታት ኩለን ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸብሉ ካብ 16 ክሳብ 17 ሚያዚያ 2024 ኣብ ሞስኮ ተሳሊጡ።
ንኢትዮጵያ ብምውካል ብዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መረብ ድሕንነት ኢንፎርሜሽን ወ/ሮ ትዕግስት ሃሚድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብቲ ጉባኤ ተሳቲፉ።
ወ/ሮ ትዕግስት፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣባል ሃገራት ብሪክስ ሓዊሱ ኣብዝሓ ሃገራት ዓለም ደሕንነት ሳይበር ቀንዲ ውራየን ከምዝገበራ ገሊፀን።
ጉዳይ ድሕንነት ኢንፎርሜሽን ኣብ ቀፃሊ እውን ኣባል ሃገራት ብሪክስ እውን ኣጀንዳ ዘተ ብምዃን ክቕፅል ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።