ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዝገብሮ ዝነበረ ዘተ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ንሓደ ሰሙን ዝገብሮ ዝነበረ ዘተ ዛዚሙ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሽ በቀለ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት እተን ትካላት ዓለም ተዛቲዩ።

እቲ ዝተገበረ ዘተ ኢትዮጵያ ዘድሊያ ደገፍ ልምዓትን ሰብኣዊ ደገፍን ንምርካብ ዘኽእል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment