ኣባላት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያን ጂቡቲን ሓበራዊ ልምምድ ኲናት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴክተር ኣትሚስ ኣርባዕተ ሻውዓይ ዙር ኣባላት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያን ጂቡቲን ሓበራዊ ልምምድ ኲናት ከምዘካየዱ ተገሊፁ።

እቲ ልምምድ ኣብ ቀፃሊ ንዘጋጥሙ ግዳጃት ብዝግባእ ንምፍፃም ዘለዎ ግደ ልዑል ከምዝኾነ ምክትል ኣዛዚ እቲ ሴክተር ኮሎኔል ሹመት ጠለለው ተዛሪቦም።

ኣልሸባባ ሳሕቲ ኣብ ዝፍፅሞም ፅሕተራታት ብምምካት ንክድምሰስ ዘኽአል ከምዝኾነ እውን ሓቢሮም።

ካብዚ ሓሊፉ ወተሃደራዊ ሓድነት ክልቲአን ሃገራት ከምዘጠናኽር ምግላፆም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment